ፍልፍል፡ ኣክሱማይት ሚድያ ጥቅምቲ 7, 2021 ኢትዮጵያ፡ ካብ ውግእ ሕድሕድን ሕሱም ድኽነትን ካብ እትወፅእ ሒደት ዓሰርተታት ዓመታት...
ትግርኛ
ህላወን ድሕንነትን ተጋሩ ብዘተኣማምን ብርኪ ንምርግጋፅ ኣብ እነካይዶ ተጋድሎ ብሄራዊ ስምረትናን ሓድነትናን ዝያዳ ክነሓይሎ ይግባእ ክብሉ ፕረዝደንት...
ትማሊ ኣገልግሎታት ማሕበራዊ ሚድያ ፌስቡክ፣ ዋትሳፕን ኢንስታግራምን ንኣስታት 6 ሰዓታት ድሕሪ ምቁራጾም ናብ ኣገልግሎት ከም ዝተመለሱ ኩባንያ...
ኣብቲ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝሳለጥ ዘሎ ጽምብል በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ ዝተረኸቡ መራሕቲ ዝፈላለያ ሃገራት...
ፍልፍል፡ አሰና ቲቪ ብጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ ኣብዚ ጊዜ እዚ ኤርትራ ኣብ ዘይምልከታ ኣዕናዊ ሕድ ሕድ ኩናት ኢትዮጵያ ኣትያ...
ፍልፍል፡ BBC ትግርኛ መስከረም 29, 2021 ሓላፊ ሰብኣዊ ረድኤትን ሓደጋን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ማርቲን ግሪፊትስ ረድኤት ዝጽዓና...
ሓደ ኣይሱዚ ሙሉእ ተጋሩ መናእሰይ ኣኪቦም ናብ ቤት ማእሰርቲ ከም ዝተወሰዱ ተሓቢሩ፣ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ፭ ኤርትራውያን...
