ውድብ ፣ መንግስቲ ፣ ህዝቢ
እዚ “መንግስትነት ፣ መረፃን ሉኣላውነት ህዝቢን” ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዳለወ 40 ገፅ ዘለዎ ሰነድ፡ ኣብ መንጎ ፖለቲካዊ ውድብ፣ መንግስትን ህዝብን ዘሎ ርክባትን ፣ ናይ ህዝቢ ሉኣላውነትን ከምኡ’ውን ናይ መረፃን መንግስትነትን መሰረታዊ ኣተሓሳስባታትን ኣሰራርሓታትን ብዝርዝር ዝዳህስስ ኢዩ።